Skip to content

ትፈልጡ ዶ?

January 18, 2025

Topic: Prayer

ትፈልጡ ዶ?

ብዛዕባ ጸሎት

à ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና 650 ጸሎታት ተመዝጊቦምልና  ኣለዎ።

à 450 ጸሎታት ዝተመለሱ ጸሎታት ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ይርከቡ።

à ንመጀመርያ ግዜ ጸሎት ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ኣብ ዘፍ. 4:6 ተጠቂሱ።

à ኣብ ምድራዊ ኣገልግሎቱ  የሱስ 25 ጸሎታት ከምዝጸለየ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተመዝጊቡልና ኣሎ።

à ጳውሎስ 41 ግዜ ንጸሎት ኣብ መልእኽታቱ ጠቂሱ ኣሎ።

à ኣሜን (ይኩን፡ ብሓቂ) ዝብል ቃል ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ዘሁልቅ 5:22 ይርከብ።

à ብዝኾነ ኣካላዊ ኣቀማምጣ ኮይና ንጽልዮ ንጸሎትና ኣይዓግቶን። ነገር ግን 5 ኣካላዊ ኩነታት መጽሓፍ ቅዱስ ገሊጹ ኣሎ።

  1. ኮፍ– 2 ሳሙ. 7:18
  2. ደው— ማር 11:25
  3. ምንብርካኽ—ዳን. 6:10
  4. ብገጽ ተደፊእካ—ማቴ. 26:39
  5. የእዳውካ ኣልዒልካ— 1 ጢሞ. 2:8

 

ምንጪ 9 Things You Should Know About Prayer in the Bible

Joe Carter