Skip to content

ብዛዕባ ጸጋ ካብ ዝተባህለ

January 18, 2025

Topic: Grace

ብዛዕባ ጸጋ ካብ ዝተባህለ

ንሓጥያቱ ዝፈለጠ ሰብ ብቂ  ንጸጋ የስተማቕራ።” ሲ. ጄ. ማሃኒይ

  • ንሰብ ብሓደ ግዜ ዘትሕቶን ዘሓጉሶን ጸጋ ጥራይ እዩ።” ሲ. ኤች. ስፐርጀን
  • ብሓቂ እግዚኣብሄር ዝገበረልና እንድሕር ተገንዚብና ፍቕሩ፡ ጸግኡ፡ ይቕሬታኡ ንኹሉ ናይ ህይወትና ክፍሊ ይቅይሮ።” ጄኔፈር ካርተር
  • “ሓጥያት ንጸጋ ናባና ካምውሓዝ ደው ኣየብሎን። ጸጋ ግና ንሓጥያት ደው የብሎ።” ጅሴፍ ፕሪንስ
  • “ምሕረትን ጸጋን እግዚኣብሄር ንገዛእ ርእሰይን ነዛ ዓለም ተስፋ ይበኒ።”  ቢሊ ግርሃም
  • “ ሕጊ ንሓጥያተኛ ሰብ ከንጽሆ ኣይከኣለን፥ ከምዚ ዝኣመሰለ ነገር ጸጋ እግዚኣብሄር ጥራይ እዩ ክገብር ዝክእል።” ሮን ፖል
  • “እቲ ብክርስቶስ የሱስ ናብ ናይ ዘለኣለም ክብሩ ዝጸወዓኩም ኣምላኽ ኵሉ ጸጋ፡ ” ሃዋርያ ጴጥሮስ